ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ

1 ጨረታ መኸበሪ ብስፒኦ ብር 1000.00 ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ዶክመንት ካብ ኢ/ም/ሕ/ትግራይ ዳርክተሬት ዳይርክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ዳር ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፀሪ 09 ካብ ዕለት 26/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም እናመፃኩም ምዉሳድ ትክእሉ

3 ናይ ጨረታ ዋጋ መቅረቢ ኢንስትዩት ካብ ዘድለዩ ቅጥዒ ወፃኢ ብኻሊእ ዶክመንት ምቅራብ ኣይካኣልን

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/ 07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኾይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዚ/ም/ሕ/ትግራይ ዳርክተሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 እንስቲትዩና ዝሓ መማረፂ እንተረኸቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 80 28