ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ግብሪ ከፋልነት (tin no)፣ ዘቅርቡ፤

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ብር 3000.00 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝኽእሉ፤

3 ንሕድሕድ ዓይነት ዘርፊ ጨረታ ካብ ማእኸልና ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፀሪ 04 ዘይምለስ ብር 30.00 ቅርሺ ጥራሕ ከፊሎም እዚ ምልክታ ከብ ዝወፀኣሉ ዕለት 18/06/2012 ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን  ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገበሩ።

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ም/ር ንበረትን ቢሮ ቁፅሪ 07 ይኸውን።

5 ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብስካ ምግላልን አይክእሉን

6 ጨረታ ዕለት 04/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን።

7 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉን እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን

8 ማእኸልና እዚ ጨረታ ዘየዋፅእ እንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0342-400058 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ