ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጉሎ መከዳ

1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፌርማን ኣድራሻን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ከስፍሩ ኣለዎም

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ከ/ስ/ዕ/ምም/ር/ን ቢሮ ቁፅሪ 3 ምልክታ ካብ ዝወፃሉ ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ /ፋፂ ምኻኑ ክትፈልጡ አለኩም

4 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ግዜ ዕለት 19/06/2012ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልታት ኣብ አየር ይፀንሕ

5 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነድ ዘቅርቡሉ ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ኣብ ዝፀንሓሉ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ከ/ስ/ዕ/ምም/ር/ን ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ  ብም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ከትሕዙ ኣለዎም

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 34 01 26 / 09 14 26 65 58 /09 14 28 99 03