ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ተጫረቲ ነቲ ንብረት ኣብ ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ሓድነት ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ን 7ተ ተከታታሊ መዓልቲ ኮይኑ ካብ 16/06/2012እስካብ 24/06/2012ዓ/ም ይኸዉን

3 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ክጫረት እንተኾኑ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝምለስ 1500.00 /ብር ሓደ ሽሕን ሓምሽተ ሚኢትን/ ከትሕዙ ይግባእ

4 እቲ ጨረታ ተጫረቱ ዘሸነፈ ተጫረቲ ንዘሸነፎ ንብረት ገንዘብ ናብ ትልምን ፋይናንስን ኣታዊ ምስገበረ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ከልዕል ይግደድ እንድሕር ብዝተባለ መዓልቲ ዘየልዒሉ ብመትሐጃ ዘትሐዞ ገንዘብ ይቅፃዕ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 24/06/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዝተጠቐሰ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

7 ሰነድ ዝጫረታን ዝርዝር ንብረት ዝሓዘ ካብ 2ይ ደብሪ 27 ብር 30 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84