ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 ተወዳዳሪ ኣካል ንባዕሉ ዝጥቀም ምካኑን ብዝተቃፀለ ዘይቲ ከምዝጥቀምን መረጋገፂ ዘቅርብ ክኮዉን ኽኸዉን ኣሎዎ

 2 እቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ በዝሒ ሊትር እስካብ ሐዚ ዘሎ ኮይኑ በቢ ግዚኡ ዝተቃፀለ ዘይቲ ስለዝህሉ በዚ ዝወፀ ፕሮፎርማን ዝተአሰረ ዉዕሊን ዳግም ፕሮፎርማ ከይኣዉፀእና ዉዕሊ ከይአሰርና እስካብ ሰነ 30/10/2012ዝዕድግ ፈሊጡ ዝወዳደር  

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727