ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ብእምኒ ምንፃፍ ኣብ 2012ዓ/ም ስልጠና ወሲድኵም ዝሓለፍኩምን ናይ ደቀቅትን ኣነእሽተይን ትካላት ንግዲ ምስክር ወረቀት

2 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሳይድ ሓደ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ንሰለስቲኡ ፖስታ ድማ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ ኣለዎም

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ 27/05/2012ዓ/ም ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 06/06/2012ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሊ ይክፈት

5 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የበሉን

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናየ ምስራዝ መሰል ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37 /09 14 64 68 68