ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

1 በዚይ መሰረት ካብ 08/05/2012ዓ/ም ክሳብ 29/05/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋንስ ስራሕ መፂኩም ምርኣይ ትክእሉ

2 ጨረታ ንዕለት 02/06/2012 ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ምቅራብ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ዝዉገዱ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕኩ ወፃኢ ከልዕል ዝኽእል

4 ጨረታ መኸበሪ 15000.00 ከትሕዝ ዝኽእል ምኻኑ እቲ ጨረታ ንዕለት 02/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 45 92