ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕ/ስ/ማሕበር

1 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይኽለስ 100.00 ከፊሎም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ቀበሌ 04 ዝርከብ ካብ ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕስ/ማሕበር ትወስዱ ትኽእሉ ምኻንኩም

2 መኸበሪ ጨረታ ዝምለስ ብር 10000.00 ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ

3 ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ነቲ ንብረት 10+ ተከታታሊ መዓልቲ ከልዕሎ ከም ዘለዎ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ መእተዊ ካብ 07/05/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 22/05/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ድርጅትና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ 09 14 30 17 0/03 47  77 18 35