ሐይሊ መብራህቲ ክልል ትግራይ

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 08/05/2012ዓ/ም ክሳብ 21/05/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ክፍሊ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ምዉሳድ ትክእሉ