ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ

1 ጨረታ ሰነድ ካብ 05/05/2012ዓ/ም እስካብ 25/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ

2 ጨረታ 25/05/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክክፈት እዩ

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 22 00 64