ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ገፅ 9
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: እንዳባ ጉና
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ኣናእሸተይ ኣቅሑትን ፡ ሞተር ሳይክል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ደገ መብራህቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲ ጉዶም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዘፈር ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፡ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት ማሳርሕን ፅሬት መሳርሕን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ካብ መንግስታዊ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት :ኤሌክትሮነክስ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ኮምፒተርን :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ :ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሐት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ሞትር ሳይክል : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተመኡ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
የኢትዮጵያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ፅ/ቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉትን እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሪት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብምስክታ ፕርፎርማ ዕደጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
5
6
7
8
9
10
11
12
13
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (697)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(364)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(70)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3675)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (738)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2297)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1744)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(299)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(90)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(149)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(425)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1408)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1326)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1522)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(762)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(700)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (264)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(128)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (293)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1444)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (982)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(888)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (327)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(318)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)