ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን ገፅ 3
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት /ፒች ቡክ/ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት ንግልጋሎት ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ሃለቅቲ ኣቅሑት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ቤት ዕዩን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፍት መሳርሒ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቑሑት ክትቕርቡ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 18, 2016 04:10 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲ ማለት እውን ሞተር ሳይክልን ናይ ፈርኒቸርኣቅሑ ከም ጠረጴዛ ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ፣ ተግዳሚ ወንበር ደረቅ ወንበር ፣ ስፖንጂ ወንበር ኮምፒተር ስታንድ ስታንዳርድ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣሕፈሮም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ፅሬት መሳርሒ : ፅሕፈት መሳርሒን አናእሸተይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት &ፅሬት መሳርሒ 8ፅሕፈት መሳርን አናእሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት&ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 11, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 04:05 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ፡ ሕትመት ፡ኣናእሽተይ ኣቁሕን ፡ፅሬትን ኣቅሑትን ፡መሳርሒ ፅሕፈት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ኣብ ዓመት 2016ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ፈርኒቸር ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ሕትመትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩምን እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብምምላእ ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክነፍልጥ ንፈቱ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
Previous
1
2
3
4
5
6
7
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (699)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(365)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(71)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3675)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (738)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2297)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1744)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(299)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(90)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(149)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(425)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1409)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1327)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1522)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(762)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(700)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (264)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(128)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (293)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1444)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (987)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(892)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(70)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (327)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(318)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)