ጀማሪ ብኣገልግሎት ዘመን
ተመራማሪ/ ት ማሕበር ቁጠባ (Extension)
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተመራማሪ/ ት ማሕበረ ኢኮኖሚ Socio Economics Researcher
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ጀማሪ ተመራማሪ ኣሕምልትን ፍርማረን Horticulture
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
መራሒ መኪና
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝዕስብ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይድሊ
Â
ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊስ
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ምብራቅ ነዚ ዝዕስብ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይድሊ
ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊስን
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ምብራቅ ነዚ ዝዕስብ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይድሊ
ምርግጋፅ ፅሬትን ኢንስፔክሽንን
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለምካሳን ለምለም ፋብሪካ መፍረይን ሓፂን መፂን ሕብረት ሽርክና ማሕበር በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ዲዛይነር

ሽያጭ ካሸር /ገንዘብ ተሓዚት/
ትካል ንግዲ ጉናጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓ /ዝተ /ዉ /ማ እዚ ዝስዕብ ረቆሒታት ዘማልኡ ሰራሕተኛታት ክቆፅር ይደሊ