Leminlogy/Fish Researcher
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኢንስቲትዮት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ አመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ Animal Production Researcher
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኢንስቲትዮት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ አመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ሱፐርቫይዘር ሕርሻ
ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሱፐርቫይዘር ሕርሻ ካብ መንጎ ደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ Infrastructure Expert
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ማሕበረሰብ ስራሕቲ (public works) መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ