ሱፐርቫይዘር ሕርሻ

ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል
መብርሂ

ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሱፐርቫይዘር ሕርሻ ካብ መንጎ ደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብ Horticulture,Vegetable and root tuber corps production,plant science ዲፕሎማ ወይ TVET Level 3 or level 4

ተደላይይ ክእለት

COC ዝሓለፈ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለት ካብ 25/ 06 /2008 ዓም ክሰሳብ 02 /07 /2008Â ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

መመዝገቢ ቦታ ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል ቢሮ ቁፅሪ 3

ንምዝገባ ዘድሊ ትምህርቲ መረዳእታ ናይ ስራሕ ልምዲ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒÂ ከምኡዉን ሲኦሲ መረጋገፂ ብቅዓት ከቅርብ አለዎ

ዝቀረበ መረዳእታ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን

ዝተረከበ ስራሕ ልምዲ ካብ ዉልቀ ትካልÂ እንተኮይኑ ግብሪ ዝተከፈሉ ምካኑ ካብ ዝምልከተቶ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት መረጋገፂ ደብዳቤ ከቅርብ ይግባእ

ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ይግለፅ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0345591489

Share this Post:
ድሕሪት