ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ን1ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤሌክትሪክ : ፈርኒቸር : ናይ መኪና መለዋወጥን: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥን ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

Adigrat water supply office

ስለዚ ሕጋዊያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 1/4/2008 ዓ/ም ከብ ዕለት 20/04/2008 ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/04/2008 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 45 15 66 ወይ 03 44 45 01 06 ምሕታት ይከአል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo