ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭሰ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

Office of HIV positives Tigray

በዚ መሰረት ካብ ከተማ መቀለ እትርከቡ እዚ ጨረታ ዝምልከተኩምን ቫት ከፈልቲ ዝኮንኩም ትካላት ንግዲ ጥራሕ  ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ረቀሒታት እተማልኡ  ትካላት እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21 /12 /2015  ኣብ ቤት  ፅሕፈትና ብምቅራብ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምግዛእ ክምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ

1 ተጫረቲ ትካላት ነተን ዝተዘርዘራ ኣቁሑት ዝወፀ ስፔስፊኬሽን ናይ ቫት ከፈልቲ መረጋጋፂ ሰርትፍኬት ዘይምለስ ኮፒ ሒዞም ብምምፃእ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሴክሬታሪ ካሸር ብር 10 ከፊሎም ክወስዱ ኣለዎም

2 እንተወሓደ ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕጋዊ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎም

3 ናይ ሰነድ ጨረተኦም ዋጋ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21 /12 /2015 ኣብ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን እናመፁ ከቅርቡ ይክእሉ

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይቲ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብጥረገንዘብ ከቅርብ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/ 12 /2015 ሰዓት 4 ፡00 ናይ ንግሆ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 415343/ 0344 415351 ወይድማ 0914765563 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ኣድራሻ ቀበሌ 17 መወዳእታ ታክሲ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo