ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መኪና ፔጆ ዝኸዉን ናይ መኪና ዲኮር brigiston ጎማ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

Kedamay Weyane sub City Planning and Finance Office

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 30/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/04/2012ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰን መቕረባይነትን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo