ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መቀያየሪ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

Tigray Health Bureau

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ

4 ፕሮፎርማ 02/03/2012ዓ/ም ክሳብ 04/03/2012ዓ/ም ሰዓት11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 05/03/2012 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo