ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ብዕለት ዝተሓተተ ንማእከል መሰልጠኒኣትሌትክስ ማይ ጨዉ ንኣትሌታት ምግቢ ዝኸዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብ ናይ ምግበኪ ሸቐጣትን ንግዲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

Maichewu Athletics Training center

1 ሕጋዊ ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዶክሜንት ብፖስታ ብምእሻግ ካብ 20/1/2012 ክሳብ 22/1/2012 ከቅርብ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ተወዳዳራይ ነፀላ ዋጋ ብምምላእ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ናይ ቲን ናምበር መለለይ ካርድ መረዳእታ ፎቶ ከፒ

3 ግዚኢት ካብ 10000.00 2 ሚኢታዊ ካባኩም ተቀንሱ ኣብ ቢሮ ተቆርፁ ደረሰኝ ንከፈላይ ዝወሃብ ምካኑ

ዝበለፀ ሓበሬታ 09 01 97 47 14 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo