ማይጨዉ ፓሊ ቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንካልአት ግልጋሎትን ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ማንፋክቸሪን : ኮንስትራክሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ/ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂይ፣: ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

College poly technique Maichew

1 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርበ ዝክእል

2 ግብሪ ክፋላይ ምካኑ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ምካኑ ክሳብ ነሓሰ 2011 ዓ/ም ዝከፈለሉ ዲክለሬሽን መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበረ ጨረታ ዝምለስ ንሎት 1  ን 2ን ንሕድሕድ ብር 6000 /ሽድሽተ ሽሕ/ ንሎት 2 ብር 5000 ካብ ኢትዩጰያ ሃገራዊ ባንክ ኣፍለጦ ብዝተዉሃቦ በንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይመ ጥረ ገንዝብ አቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ተኸታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ተከታታሊ 15 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ ማይጨዉ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ከረክብ ዝክእል

6 ካብ 15/01/2012 ክሳብ 30/01/2012 ዓ/ም ካብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዘይምለስ ብር 50 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓተ ቅድሚ ሰዓት ካብ 2:30-6:30 ድሕሪ ካብ 7:30 ክሳብ 11:30 ሰነድ ገዚእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

7 ዝተወዳደርሉ ዋጋ ዋናን ቅዳሕን መሊእኩም ከምኡ ድማ ዝወሰድኩምዎ ብዓል 26 ገፅ ጨረታ ብምትሓዝ ብዝተዓሸገ ፖስታ አብ ማይጨዉ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ተእተዉ ትክእሉ

8 ጨረታ ዕለት 30/01/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 30/01/2012 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ይክፈት

8 ንሐደ ንብረት ክልተን ልዕሊኡን ተወዳደርቲ መዕረ ዋጋ እንተመሊኦም ዳግም ክመልኡ ይግበር ሀዚ እወን ማዕረ እንተወፂኦም ብዕጫ ይፍለዩ

9 ኣብ ጨረታ ስዒሩ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዘይኮነ ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣይምለስሉን

10 ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ እንተልዩ ድማ ብበዓል ዋና ኣብቲ ስራሕ ብፊርማን ክረጋገፀ አለዎ ዓረዩ ዝተባለሸወ ግና ንዉድድር ኣይቀርብን

11 ናይ ሕድሕድ ንብረት መዐቀኒ ብነፀላ ወይ ብፓኬት ምካኑ አስተዉዒሎም ዋጋ ይምልኡ

12 ትካልና ዝሐሸ መማረጺ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770028 ፋክስ 034 7770550

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo