ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

Tigray Water Works Study, Design And Supervision Enterprise

1 በዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

2 ናይ መቕረባይነት ፣ቫት ቲኦቲ ፣ቲን ተመዝጋቢ ምኻንኹም ናይ ተመዝጋባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ተኾይኖም ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክክዉን ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ  ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 04/13/2011 ዓ/ም ክሳብ 02/13/2012ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 9፡00 ይከዉን

ንተወሳኺ ሓበሬታ - 03 44 41 85 56 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo