ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

Tigray Science and Technology Agency

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 30/12/2011ዓ/ም ክሳብ 04/13/2011ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo