1 ናይ 2008 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም::
2 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ወርሒ መስከረም ዲክለር ዝገበርኩም::
3 ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን ዘሐደስኩምን::
4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳአታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 22 /02/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/ 03 / 2008 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብኤጀንሲ ፕሮመሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕረሻ ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 1ይደብሪ ቢሮ ቁፅሪ106 ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል::
6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ / ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ / CPO/ ቅድሚ እቲ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ዝኽእሉ:
7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 6/ 03/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን:
8 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 50 30 ምሕታት ይኸአል እዩ::