ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ክረክብ ይደሊ

North Sub City Planning and Finance Office

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ክቢ ማህተም

ብዕንጨይቲ

ቁፅሪ

06

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወደደሩ የዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 21/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/12/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo