ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪናን፣ ናይ ኣሻካ ሊላ መኪናን ፋልትሮን ናይ ኮምፒተር መረባሒ ማሽናት ዓመታዊ ፅገና ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

College of Science Dr. Tewelde

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ /ክወዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ

1 ናይ 2010ዓ/ም ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል

2 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃብ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ክቅርብ ዝክእል

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 21/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/12/2011ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 23/12/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ወኪል እንተተረኪቡ ይምረፅ

6 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን እዩ

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo