ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ቅብሊት ደረሰኝ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም

Tigray Health Bureau

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቅርበ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ቅብሊት ደረሰኝ01

A5 size በዓል 8 ዲጂት ዘሐትም

ፓድ

1500

02

በዓል 50 ፓድ ብ 3ተ ቅዳሕ

03

1ይ ቅዳሕ ፃዕዳ

2ይ ቅዳሕ ብጫ

3ይ ቅዳሕ ቀይሕ

4

ተከታታሊ ቁፅሪ ዘለዎ

5

ሽፋኑ በዓል 120 ግራም ክላሰር ኮይኑ ብስቴፕለስ ዝተተሓዘ

6

ዝጥቅጠቅ

4 ካብ 13-15/12/2011 ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጠ 10 መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

6 ኣድራሻ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክአሉ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo