በዚ መሰረት ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም በዚ መሰረት ከማልእዎም ዝግቦኦም ረቋሕታት ብዘፈር ንግዱ ዝምልከቶ ኮይኑ
- ናይ 2007 ዓ ምን 2008 ዓ ም ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን ግብሪ ዝከፈለን ክከዉን ኣለዎ
- ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2007 ን 2008 ን ዓ ም ናይ ወርሒ ነሓሰ ወርሓዊ ዲክላራሽን ከቅርብ ዝክእል
- ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፍኬት ወይንዉን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል ናይ 2007 ን 2008ን ዝሓደሰን ክከዉን ኣለዎ መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ናይ ሳብመርሲብል ፓምፕ ሞተር ዕድጊት ንብረት ዘይምልስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይከኣል
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ናይ ሳብመርሲብል ፓምፕ ሞተር ዕድጊት 4000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ16 ጥቅንቲ 2008 ዓ ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ወይዉን ዋና ኣብሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ሓደ ፖስታ ነንበይኖም ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ
- ናይቲ ጨረታ ሙሉእ ኣድራሻ ማሕተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎም
- ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 ናይ ምዉሳክን ናይ ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ
- ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420268 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል