ቢሮ ጉ/መ/ ስ ክልል ትግራይ 60 ሰባት ዝፅዕና 9ተ ቀዳማይ ደረጃ ኣዉቶብሰት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝድሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Youth and Sport Bureau

1 ተወዳደርቲ ካብ 30/11/2011 ዓም ክሳብ 03/12/ 2011 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/12/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 03/12/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 እተን ኣዉቶብሳት 60 ሰባት ክፅዕናን ዝክእላ ኮይነን ዕለት 07/12/2011 ዓም ካብ መቐለ መልዓሊ እንትከዉን መምለሲ ድማ ዕለት 27/ 12/2011 ዓኽጨም ይከዉን

4 ተወዳደርቲ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኮፒ ካልኣት ነቲ ዉድድር ይጠቅሙ እትብልዎም ነገራት ምቅራብ ትክእሉ

5 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን

7 ተወዳደርቲ እተመልእዎ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ ቫት የስጨምራል ምባል ተቐባልነት የብሉን

8 ሰዓራይ ኣካል ቢሮና ልኡካን ተሳተፍቲ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ከተማ አርባምንጭ ኣብፂሑ ምስ መለሰ ሒሳብ ዝከፍል ይከዉን

ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ህንፃ   ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344408887

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo