ተ.ቁ | ሽም ኣቅሓ | ፓርት ናምበር | በዝሒ |
1 | ብሬክ ቡስተር | 44610-60540 | 1 |
2 | ድሕሪት ሻፍት | 4231160053 | 1 |
1 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድምን ቲን ቑፅሮምን ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም የቅርቡ
2. ዝሸጠሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተም ፌርማን ተመሊኡ ዕለት 24/11/2011 ክሳብ 03/12/2011 ክሳብ ሰዓት 5፡00 ጥራሕ ኣብ ናይ ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ የእትዉ
3 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 03/12/2012 ሰዓት 8፡30 ይኸዉን
4 እተቕርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር
5 ጨረታ መክበሪ ካብ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ዝምለስ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዩትሕዙ
6 ዝሰዓረ ዝሰዓሩ ምኻኖም ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት የቕርቡ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሾ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋለ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓወ እዩ
መዛካከሪ - ኩሉ ዝቐርብ ንብረት ኦርጅናል ጥራሕ ክከዉን ኣለዎ
ኣድራሻና ፡- ከባቢ ባዛር ፊት ንፊት ሆቴል መነን