ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሰርትፊኬት ዲፕሎማ ከሕትም ይደሊ

Arya Zerihun TVET College

1 ሕጋዊ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 እዚ ፕሮፈርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 22/ 11/2011 ዓም ክሳብ 25/ 11/2011 ዓም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/ 11/2011 ዓም  ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/ 11/2011 ዓም  4:00 ቅሰዓት ይከዉን

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo