ቢሮ ባህንል ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር መፅሄት /ፅሑፍን ፎቶን/ ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Culture and Tourism Agency

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ

በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 19 /11/ 2011 ዓም ጀሚሩ  ን 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo