ቢሮ ትልምን ፋይናንስንካብ ዮኒሴፍ /ICBPP በጀት ንዳይሬክቶሬት ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ናይ ካብ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ

Tigray regional state Bureau of plan and finance

ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ

እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo