- - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417637/0342-410158 ምድዋል ይከኣል፡፡