ን3ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመሐብሐቢ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መሰልጠኒ ዝውዕል ናይ ቅድን ስፌት ክዳን ማሽን ተዛመድቲ መሰልጠኒ ናውቲን ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክትዕድግ ስለዝደለየት፤

Tigray Womans Association

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሕታት

 1 ናይ 2010ዓም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ፤

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ፤

                       3 ናይ ዝኣተዎ ዋጋ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 13/10/2011 ዓ/ም ክሳብ 18/10/2011ዓ/ም ይኸውን። ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም፡፡

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ር ክክፈት እዩ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo