በዚመሰረት
- ዝትሐደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም::
- ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
- ናይ ግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
- ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2007 ዓ/ም ናይ ቀረባ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምን::
- ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር/specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
- መቅረብቲ ካብ ዕለት 02/2/ 2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/02/ 2008 ዓ/ም 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብ ዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
- መኽበሪ ጨረታ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብ CPO ወይብ ባንኪ ዝተረጋገፀቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
- ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 16 /02 /2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
- ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
- ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
- ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
- ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
- ነብሰወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::
ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::
N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344402860/ 00344402932 ምርካብ ይካኣል::