ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኣጋይሽ በዓል ሰለስተ መቀመጢ ናይ ንብረት ወንበር ብሳምፕል መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

Tigray Womans Bureau

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 30/08/2011ዓ/ም ክሳብ 06/09/2011 ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል፡፡

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo