ቤት ፅሕፈት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

Saesie Tsaeda Emba Planning and Finance Office

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-182272 ምድዋል ይከኣል፡፡

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo