ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኢግዚቭሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዚቭሽንን ባዛርን ምብርባር ስራሕ ናይ ሚኒባስ መኪናን ምስ ጀነሬተሩ፣ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

Mekelle chamber of commerce and sectoral association

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00

2 እዘዚ ፕሮፎርማ ዕለት30/072011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416554/0342-410241 ምድዋል ይከኣል፡፡

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo