ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ናይ መብራህቲ ናውቲ /ኣቅሓ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

enticho Municipality city

1 ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃደ ዘሐደስኩም፤

2 ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩምን ናይ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ዘፍለጥኩምን፤

3 መለለይ ቲን ቁፅሪ ዘለኩምን ንክትወዳደሩ እንትንዕድም፤

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕዶም 150.00 ብር ብምኽፋል ካብ እንትጮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረት ምውሳድ ይከኣል።

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ ነንሕድሕዶም 10000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል፤

6 ጨረታ ኣሸናፊ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ዝኣስር ፤

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 17/07/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ እንትጮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፈይ/ምም/ር/ንብረትን 15ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምወሳድ ይከአል።

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው እትኽእሉን ስርዝ ድልዝ ተቀባልነት የብሉን።

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቅ.ቀትሪ ዝኽፈተሉ ድማ 8:30 ቅ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ወይ በማመልከቻ ኣብ ዝተረኸበሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይኽፈት።

10 እዚ ዋጋ እዙይ ን30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ።

11 ፅ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-490502/0933-384753 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።


Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo