ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምልከተኩም ፕሮሞተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነፋልጥ ንደሊ፡፡

Mekelle public pharmacy

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 21/07/2011 ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡  

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0342-406607/0344-400111 ምድዋል ይከኣል፡፡

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo