ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጨንፈር መቀለ በዓል 6ተ ደብሪ ህንፃ መስትያታትን ቤትሮታትን ንምፅራይ ስለዝደለየ ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

Yiha Real Estate PLC

1 ናይ ደገን ውሽጥን መስትያት ከፅሪ ዝክእል፤

2 ናይ ግብሪ መክፈሊ ቲን ዘለዎ፤

3 ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድን ሞያን ዘለዎ ስሩዕ ደረሰይ ከቅርብ ዝክእልን፤

4 ሰዓራይ ምዃኑ ምስትረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ሰሪሑ ዘረክብ፤

5 ንመከበሪ ጨረታ 5 ሚኢታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እዚ ጨረታ ካብ መጋት 12/2011ዓ/ም ክሳብ 21/07/2011ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 11፡30 ድሕሪ ሰዓት ይዕፆ፡፡

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይከውን፡፡

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻ ክ/ከተማ ሓወልቲ ጎኒ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ይሓ ሲቲ ሰንተር ቁ 2

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404253/0914-727953 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo