ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

Tigray Bureau of Water Resource

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413232 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo