ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ፤

Mekelle City Planning and Finance Office

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0340-406839/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo