ጨ/ቤ/ፅ/ከ/ል/ን/ኢ/ርን ከተማ ኣጉላዕ ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቢርኡ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሀንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከምኡ ዉን ናይ ፅሬት ሓቁሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ አብዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣብዞም ዝተዘርዘሩ ዘርፍታት ንግዲ ንምዉድዳር እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ንዕድም

Tigray Trade and Industry Bureau

1 በቲ ዘርፍ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲንናምበር /መለለይ መኽፈሊ ግብሪ ዘለዎም

2 ብዝተሐደሰ መቅረባይነት ምዝገባ ዝኾነ

3 ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ /VAT/ ምዝገብ ዝኾኑ

4 ናይ ሐምለ ወርሒ ሒሳቦም ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርበጁ

      መተሓሳሰቢ

1 ኩሉ መረዳአቶም ብዛይምለሰ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ ዝኽእሉ

2 ኣብ ናይ ጨረታ ሰነዶም ናይ ባዓል ዋና ፊርማን ማህተም ክህልዎ ግድን ይኸዉን

3 ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እነተሃልይዎ ተቐባልነት የብሉን

4 ኩሉ መረዳእታ ሰነዶም አብ ዝተዓሸጉ ፖስታ ኣብ ዝባኑ ድማ ማህተምን ፊርማን ዓሪፍዎ ይቐርብ

5 ብዝሰዓርሉ ዋጋን መግለፅን መሰረት ዉዕሊ ኣሲሩ ብዉዕሊ መሰረት የረክብ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ግን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ፅሬት ንብረት ኣረጋጊፁ ኣብ ጨ/ቤ /ፅሕፈት ክረከብ ዝኽእል ምካኑ ኣቐዲምና ነፍልጥ

6 ዊዝ ሆልታክስ ምኽፋለ ግዴታ አለዎ

7 ፅሬት ዘይብሉን ትኽኽለኛ መግለፂ ዘይኮነን ንብረት ተቐባልነት ከም ዘይብሉ ከም ዘይንቕበልን ኣቐዲምና ነፍልጥ

8 ጨቤፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ ይኹን 20% ምቅናንስ ከምኡዉን ናይ ምዉሳክ መሰሉ ሕልዉ እዩ

9 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ዘይምለስ 30 ብር እናከፈልኩም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ

10 ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝአትወሉ ካብ ዕለት 02/13/2007 ዓ/ም ክሳብ 5/1/2008 ዓ/ም ክተእትዉ ትኽእሉ

11 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ በቲ ዕለት 5/1/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ካይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ኣብቲ ዕለት 5/1/2008  ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

12  ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ አካል ካብቲ ሰዓራይ ዝኾነሉ ዕለት ጀሚሩ ንትኸታታሊ 3ተ መዓልቲ ፅሬት ንብረትኣረጋጊፁ ን ጨ/ቤ/ፅ/ከ/ል/ን/ኢ/ርን ንኸረክብ ይግደድ

N.B ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ

  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000 ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
  • ንናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብር 1500 ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
  • ንናይ ፅሬት ኣቁሑት ብር 800 ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
  • ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብር 100 ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

 

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ መቅረብቲ አቐዲምካ እዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊፁ ዘሎ ሓሳብ  ክትርድኡ ይግባእ

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo