ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2008 በጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ

Wukro correctional facility

1 ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ

2 ኣናእሽተይ ቀወምቲ ንብረታት

3 ንናይ ህንፃ መሳርሒን መፀጋገንን ንብረታት

4 ናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታትን

5 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን

4 ናይ ከፍቲ ቀለብ ፍሪስካ

7 ሑፃን /ሓሸዋን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም
 

1 በቢ ዘርፍ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለ( ዘሐደሰ) ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ዘመኑ ዘይሐለፎ መቅረባይነት ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተረጋገፀ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 ንናይ ህንፃ መሳርሒን መፀጋገኒን ንብረታት :ናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት: ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ ቆወምቲ ንብረታት ሑፃ /ሐሸዋን ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገበን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ ሓምለ ዲክለሬሽን ዝገበረን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

5 መክብሪ ጨረታ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣናእሽተይ ቆወምቲ ንብረታት ብሓባር ብር 5000:  ፅሬት መሳርሒ ብር 1000 ንናይ ህንፃ መሳርሒ መፀገንን ንናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት ብር 10000 : ንሑፃ /ሐሸዋ ብር 8000 :ንፍሩስካ ብር 2000 ብስፒኦ ጥራሕ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ኣቀዲሙ ዘትሕዝ

6  ጨረታ ዝዝርገሐሉ ዕለት 29/12 /2007 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 /1 /2008 ዓ/ም ሰዓት 500 ተዓሺጉ  በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 530 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ይኽፈት

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 5 ዕፋንምምርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣናእሽተይ ቀወምቲ ንብረታት ብሓባር ብር 30 :ንፅሬት መሳርሒን ንናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ብር 20 :ንናይ ህንፃ መሳርሒ መፀጋገንን ንናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት ብሓባር ብር 50: ንሓሸዋ/ ሑፃ ብር 40: ንፍሪስካ ብር 20 እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንገልፅ

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርአይ ይካአል

9 መቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን  ብክፈል  ናይ ምስራዝ  መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 0344430843 ምሕታት ይከኣል

 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo