ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላት

Tigray Youth Association

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላት ፍቃድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቁሓ መሰረት ንክትወዳረሩንዕድም

  1. ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ክኮኑ አለዎም::

  2. ተጫረቲ VAT ዝተመዝገቡን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ(TIN) አብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ምኮኖም መረጋገፂ ከቅርቡ አለዎም::

  3. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ካብ ዝተፈለጠ ባነኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 3000.00 ብር ምስቲ ሰነድ አታሐሒዙ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክእቱ አለዎ::

  4. አበ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ዉዕሊ ክእሰሩ አብ ዉሽጢ ሐሙሸተ መዓልቲ ቐሪቦም ናይ ዘሸነፈ ብር 10 % ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ሓለዎም መፂኡ እንተዘይእሰር ግና ዘትሐዞ ጨረታ ምክበሪ ይዉረስ

  5. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ አሸናፊ እንተኮይኑ ዘሸነፎ ፅ መሳርሒ በቲ ዘእተዉዎ ዉዕሊ በቲ እስፕስፊከሽን መሰረት ከረክብ ይግባእ::

  6. እብቲ ጨረታ ብዘይ 2 ን 3 ን ዝኮኑ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝሰዓረ አካል ዉዕሊ ምእሳር ሽዑንሽዑ ይምለሰሎም ::

  7. ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብዝተአሸገ ፖስታ እንቨሎፕ ብምግባር አብ ዝተዳለወ ናየ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ ዝትጋወሐሉ ዕለት 12 /10/ 2006 ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 20 /10 /2006 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ክተእትዉ ትክእሉ ::

  8. እቲ ጨረታ ሰዓት 10:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 20/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 10 :30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣበ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይክፈት::

  9. ተጫረቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ወይ ዋጋ ነዙይ ተባሂሉ ተዳልዩ ኣብ ዝዋሃቦም ቅጥዒ ጥራሕ ኮይኑ ስርዝ ድልዝነ ናይቲ ተወዳዳራይ ማህተም እንድሕር አይብሉ ፈፂሙ ተቀባልነት ይብሉን::

  10. ተጫረቲ ቢሮ ብቁፅሪ 14 መፂእኩም ብር 20.00 ብምክፋል ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ::

  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረጺፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ::

 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo