ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ደኣንትን ዋና ቤት ማዘጋጃ ማኑፋክቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ።

Mekelle City Planning and Finance Office

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406839/8501 ምድዋል ይከኣል።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo