ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

New Millennium University College

1 ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል::

2  ናይ መቅረባይነት መለለይ ቑፅሪ ዘለዎ

3 ጨረታ መክብሪ ቢድቦንድ ካብ ዝመልእዎ ጠቕላላ ዋጋ 5% ብ CPO  ከትሕዝዝኽእል:

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ናይ ሐደ ወጋ ምስ ቫቱ ክገልፁ አለዎም

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

6 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 26/12/2007 ዓ/ም ክሳብ 05/13/2007 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ አብቲ ዕለት  ሰዓት  4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30 ባዕለምወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉይከፈት::

7  ተጫረቲ ምስዓሩ ምስተነግሮ ውዕሊ አሲሩ  ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከረክብ አለለዎ ::

8  ካብ መግለፂ ወፃኢዝኾነ ንብረት ተቐባልነት  የብሉን ::

9 ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂእንተረኪቡ እዚጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344419789/410465 ደዊልካምሕታትይካአል ::

 

 

ንብረት

መግለፂ

በዝሒ

መለክዒ

ሐደ ዋጋ

ጠ/ ዋጋ

መብርሂ

1

70 ግ ወረቐት

Best quality India

200

ደስጣ

 

 

ሳምፕል ወረቐት ካብ ቢሮ ምዉሳድ ይከኣል

 

 

 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo