ሆስፒታል መቐለ አብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሆስፒታልና ደቂሶም ንዝሕከሙ ሕሙማት ምግቢ ግልጋሎት

Mekelle Hospital

ሆስፒታል መቐለ አብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሆስፒታልና ደቂሶም ንዝሕከሙ ሕሙማት ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ደረቅ እንጀራ ንደቀቅትን ኣናእሽተንን ትካላት ብጨረታ ኣዋዳዲሩ ምስ ዝሰዓረ ትካል ዉዕሊ ክአስር ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ደቀቅትን ኣናእሽተንን መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ ረቓሒ መሰረት ንክትወዳድሩ ንዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

  • ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡ ምኻኖም ዝገልፅ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርቲፊኬትን ናይ ድጋፍ ደብዳቤን ኸቅርቡ እክእሉ::

  • አበ ዉፅኢት ባልትና ደረጃ ሐደ ዝኾኑ ::

  • ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ምዉሳድ ዝክእል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 30 እዩ ::

  • ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ ::

  • ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ CPO ብር 3000 ከቅርቡ ዝክእሉ::

  • ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::

  • እቲ ጨረታ ዕለት 23/ 10/ 2006 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕገዊ ወከልቶም አበ ዝተረከብሉ ይክፈት::

  • ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ ምም ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::

  • ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዚ የቅርቡ::

  • ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

  • ናይዚ ጨረታ ዉዕሊ በቢ 3 ወርሑ ዝሕደስን ወድዓዊ ዝኾነ ምክንያት እንትህልዉ በቢ 3 ወርሑ ናይ ዋጋ ምስትኽኻል ዝካአል ምኻኑ ምፍላጥ የድሊ ::

  • ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::


 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo